Monthly Archives: June 2019
መሰል LGBT ምኽባር ማለት መሰል ኩሉ ኤርትራዊ ምኽባር ማለት እዩ።
ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ምዕናው፥ ልዕሊ 100 ቤት ትምህርታት ልዕሊ 30 መደበራት ጥዕናን ተሃጊረን ወይ ተዓሺገን
ጾምን ጸሎትን እኹል ኣይኮነን: ጎልያት ብዳዊት ከም ዝተሳዕረ ንዘክር
ንሊበራላዊ ዲሞክራስያዊ ስነ-ሓሳብ ከይሳዕረረንቃወሞ ምባል ኣይፋልካን Kabod Mo ካብ ኣመሪካ
ናይ እምነት መሰሉ ዘይትሓለወ “ኣነ ዓቃባዊ እየ በሃላይ Mussie – Kabod Mo ዝበሃል ኣብ ኣመሪካ (USA, Dallas) ዝነብር ንሊበራላዊ ዲሞክራስይዋዊ ስነ-ሓሳብ ነቲ ንመሰል LGBT ዝጉስጉስ ስለዝኾነ ከይሳዕረረ ክንቃወሞ ኣለና ምባሉ ንባዕሉ ግዳይ ከይሳዕረረ ምዃኑ ዝረስዖ ይመስል።
ሙሴ ኣባል Pentecostal Church ኮይኑ እዛ ቤተ ክርስትያን ካብተን ብስርዓት ህግደፍ ዘውጽኦ መምርሒ ከይሳዕረራ ክጠፍኣ ኣለወን ዝተባህላ እያ።
